المدة الزمنية 31:33

NEW ERITREAN SERIES MOVIE 2021 - DIHRITI FITSAME BY MUSIE GILE PART 10- ተኸታታሊት ፊልም ድሕሪቲ ፍጻመ 10ይ ክፋል

بواسطة RUFTA TV
224 579 مشاهدة
0
6.3 K
تم نشره في 2021/06/17

RUFTA TV - NEW ERITREAN SERIES MOVIE 2021 - DIHRITI FITSAME BY MUSIE GILE PART 10 - ተኸታታሊት ፊልም ድሕሪቲ ፍጻመ 10ይ ክፋል ደገፍና ሳብስክራይብ ብምግባር ነርኢ 💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔ Enjoy and Subscribe now /c/RUFTATV at RUFTA TV. SHOW YOUR SUPPORT BY DONATING HERE : https://www.paypal.com/cgi-bin/webscr?cmd=_s-xclick&hosted_button_id=KCNURMHH52LPA&source=url ℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ንኣርቲስት ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ። ℗ © Copyright: RUFTA TV. Any unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. SUBSCRIBE ON YouTube : /c/RUFTATV - - - - - Follow us - - - - - Facebook : https://www.facebook.com/RUFTA-TV © RUFTA TV LLC 2021. All Rights Reserved.

الفئة

عرض المزيد

تعليقات - 391
  • @
    @meley-eritreanwellbeingmed4010منذ 2 سنوات Best move ever highlights the psychological consequences of human evilness. Well done to the whole crew, awesome production!!
  • @
    @babanatey5790منذ 3 سنوات በጃኩም እዚ ኣጎር ዶ መንደፍ ዝብል ኣድቨርታይዝ ኣጥፍኡልና ህኮት 44
  • @
    @user-ke8hq4km5gمنذ 3 سنوات እዛ film ጽብቅቲ እያ ግን መብዛሕቱ ዜማን ስእልን ጥራይ ኢካ ትርኢ እዛ ናይ ሎሚ ምስ ጀመረት 8 ደቂቅ ብዘይ ዘረባ ኔራ ኣማሕይሽዎ በጃኩም 207
  • @
    @yohanes6158منذ 3 سنوات ጽርግያ ዲና ክንርኢ መገዲ መገዲ እንዳ ወስድኩም ምዛ ጢሉ ቖልዓ ኣዋሪድኩምና 99
  • @
    @user-yu6eh6uh5mمنذ 3 سنوات እቲ ስምን እቲ ስነሓሳብን ሰማይን ምድር እና ኾናነት ትኸይድ ኣላ ናይ ኽላሲኻል ኸሙኡ ኣሳጉማ ናይ ሓንቲ ሓሪም ኽተሩዩና ሓጊኹም ባእ ደግመ ምሕዳስ የድሊየኩም ኣሎ
  • @
    @Melodi2022منذ 3 سنوات እግዚኣቢሄር ንኤርትራ ንህዝባን ባርኽ ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና ኢኩም ምትብባዕኩም ኣይፈለየኒ የሕዋተይ 12
  • @
    @footballhighlight5677منذ 3 سنوات ሰላም ተስፋዬ:ሰላም የሀገሬ ልጆች: እግዚአብሔር በሰራው የኛ የሁላችን በሆነው ምድር በመተሳሰብ እንኑር::አመስግኑ: ይቅር በሉ: አፍቅሩ: ተስፋ አድርጉ: ስጡ: አሁን ውስጥ በደስታ ኑሩ:
    ከህይወት ወንዝ ጋር ፍሰሱ !!!!
    7
  • @
    @fshayetesfu7522منذ 3 سنوات Bflay eza wow endabelet nmsmaa bah zeytbl entetewxwa xbuq mkone
    Bzterefe bertiu kblekum yfetu.
  • @
    @muller518منذ 3 سنوات ኣዝያ ዝመሰጠጥኒ መኽሪ፡ ኣንብብዋ ክተበግስ ብርቱዕ ሓይሊ ኣለዋ።
    ምኽሪ ካብ ፓኪስታናዊ ስደተኛ
    ምስቲ ፓኪስታናዊ ኣብ ሓደ ቦታ ኢና ተራኺብና። ብዛዕባ ስደት ብዙሕ ኣውጊዕና። ካብተን ዘዕለልናየን ኣብ ርእሰይ ዝተረፈት ግዳ እታ ዛንታ ቆጽልን ገረብን እያ። እነሀት፥-
    " ኩሉ ስደት ሓደ እዩ፡ ኩሉ ስደተኛ ግዳ ሓደ ኣይኮነን" ኢሉ እዩ ጀሚሩ እቲ ፓኪስታናዊ " ንኣብነት ዘይተማሃረን ዝተማሃረን ስደተኛ ፍልልይ ኣለዎም። ዘይተማሃረ ስደተኛ ንሂወት ከም ዝወደቐ ቆጽሊ ኮይኑ እዩ ዘሕልፋ። ኣብ ባይታ ኢዩ ዝነብር። ዘርከበ እዩ ዝረግጾ፥ ዝነፈሰ ንፋስ እዩ ዝወስዶ። ናተይ ክነግረካ፥ ናብ ሆላንድ ክኣቱ እንከለኹ ለይለይ ዝብል ወዲ 25 ዓመት እየ ኔረ። ግና ኣይተማሃርኩን። ሕጂ 64 ጌረ ኣለኹ። ክሳዕ ለይቲ ሎሚ ንሂወት ከም ዝወደቐ ቆጽሊ እየ ኣሕሊፈያ።"
    ኣብ ገጽ እቲ ፓኪክስታናዊ ከቢድ ጓሂ ተራእዩኒ። ጸኒሑ ግዳ ፍሽኽ ብምባል ዘርባኡ ቀጺሉ፥-
    " ናተይ ነገር ተወዲኡ እዩ። ደቀይ ዝወደቑ ኣቑጽልቲ ዘይኮነስ ኣግራብ ኮይኖም ከሕልፍዎ ግዳ ብርቱዕ ጻዕሪ ኣካይደ እየ። ርኢኻ ኣለኻ፡ ዝተማህረ ሰብ ከምዚ ገረብ እዩ። ሰብ ኣይረግጾ፡ ዝመጸ ንፋስ ኣየሽካዕልለሉ። ኣማሪጹ ድማ እዩ ዝሰርሕ። ሰለስተ ደቂ ኣለዉኒ። ደጊም ኣግራብ ኮይኖም እዮም። ቦኽሪ ወደይ ዶክተር ኮይኑለይ እዩ። ማእከለይቲ ጓለይ ፋርማሲስት እያ። እቲ ንእሽተይ ወደይ ንዓመታ ብ ኢንጂኔሪንግ ክምረቕ እዩ።"
    ሞባይሉ ከፊቱ ስእሊ ደቁ ኣርእዩኒ። ገጹ ብሓበን ከም ፋኑስ ክውላዕ ኣስተብሂለሉ።
    " ወሊድካ ዲኻ?" ሃንደበት ሓቲቱኒ።
    " እወ፥ ሓንቲ ጓል ኣላትኒ"
    " ገረብ ክሳዕ ትኸውን ደግፋ። መንእሰያት ደቂ ዓድኻኸ ኣብዚ ስደት ኣለዉዶ?"
    " መሊኦም ኣለዉ"
    " ገርቡ በሎም"
    " ብርግጽ! እንተ ሰሚዖምንስ ክብሎም እየ።"
    ሓዙ በሉ። ደቂ ዓደይ መዓረይ፥ ደመይ፡ ወገነይ፡ ኣብዛ ከርፋሕ ስደት ከም ዝወደቐ ቆጽሊ ከይትንከራተቱስ ተማሃሩ! ተማሃሩ! ተማሃሩ!
    Share belwo ካልእ ሰብ ከንብቦ
    ሰላም መዓልቲ!
    By Awet Mengsteab
    .
    ...وسعت
    19
  • @
    @user-xj7xt4ge2pمنذ 3 سنوات ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣይንፃረፍ ፅብቅ ዝገበረ ንርእሱ ሕማቅ ዝገበረ ንርእሱ እዩ ፀርፍ ኣይናይናን 20
  • @
    @tsiontesfay3632منذ 3 سنوات ክብሪ ተመልከቲ እባ ይሃልኹም 8 ደቂቃ ሙሉእ ብዘይ ምንም ዘረባ ዎው ዎው ቀንስኩማ ኢልና ደስ እንተበለናስ ሀዚ ድማ ጭራሽ ብዘይ ቁም ነገር እዚ ኩሉ ደቂቃ ገለ ግበሩ አስተኻኸልዎ please 33
  • @
    @senayt1737منذ 3 سنوات Tesfai btami mehari nfue,Tedi shikor kea.Gbu
  • @
    @user-xk9ee5zd5kمنذ 3 سنوات Ich bin der erste Zuschauer bin stolz auf euch 1
  • @
    @afroafro2765منذ 3 سنوات Zfetekuma kelukum Like gerkum hlefu deqi abeyti 6
  • @
    @simonchapilemilemanchie333منذ 3 سنوات ኣንታ በጃኹም እንዳፈተናያ ከም ንጸልኣ ኣይትግበሩ ባዕ ዜማ ዝበዝሓ ፊልምስ ከመ ቢልና ኢና ከነስተማቕራ 7
  • @
    @yezusisdeheer3088منذ 3 سنوات 8 ደቂቅ ኣብዘይ ጠቅም ጠፊኡ እዚ ክብሪ ናይ ተዓዘብቲ ዘይምህላው ኢዩ 32
  • @
    @fiyorigebray6365منذ 3 سنوات Uff kemzea aynet film rena aynfelit n pls bxebekta ab mengede megoaz wedikoma pls amehayshewa 3
  • @
    @zegibro2977منذ 3 سنوات Eta hiwet zbelkyas ab eritrea tserh diya 1
  • @
    @zakijosi9230منذ 3 سنوات Iza film xbkti indya Nay mengedi sili gin bezihwa yehwat xbuk srah gin 3
  • @
    @teklitgere2027منذ 3 سنوات wow zbl derfi mengedi beka sheleti ember konkum
  • @
    @mileynatey6286منذ 3 سنوات Anka bselam mexakum shakorinatat ajokum kexlwo deki eri
  • @
    @eriemba4072منذ 3 سنوات ሰላም ደቂ ኤረይ ማዓረይ ብዙሕ ዝሓዘት ሂወት አያ ግዳ በጃኩም ኣጎል ብምባል አዝናና ጸሚሙ አንከላይ አቲ ሙዚቃም ደስ ኣይብልን አዩ አሞ ኣማሓይሹ
  • @
    @hagerte.8478منذ 3 سنوات Welcome deki erey xbqat dehay Luwam zelewo seb yehlu do yekewn?❤❤❤ 1
  • @
    @ermiaskidane7001منذ 3 سنوات Xibkti film ya gin mud sebat halwu bizey zikone 8 minutes 12
  • @
    @yonasasli9770منذ 3 سنوات እዛ ፊልም ኣዚዮም ሓያላትን ፍሉጣትን ተዋሳእቲ ዝሓዝት ፍልም እኮ ተኮነት ግን ከኣ ብጣዕሚ ኣስልቻዊት እና ኮነት ትመጽእ ኣላ ደሓር ከኣ ንሕና ፊልም ክንርእይ እንበር ካላሲካል ክንሰምዕ እና ትዝርግሕዋ ዘለኩም በጃኩም ክሉ ክይሰልቸዎ ከተዕርዋ ፈትኑ 2
  • @
    @habesha7947منذ 3 سنوات uyyyyy abey zelo hgi eyu entay dbele shgr eyu wedey 17
  • @
    @awetnihafash8242منذ 3 سنوات Rubi konki tisimieni heluye shikor qexiliyo btami nifieti 1
  • @
    @tedrosmesfun8480منذ 3 سنوات አዛ ፊልም ናይ ዕዳጋ ዶ ትኸውን ኣላ ዶ ሓቀይ ግዜ ኣብ ሙዚቃን ኣብ ኣብ ዘይጠቅም ሰልታትት ይባኽን ኣሎ pls take car of it 65
  • @
    @sanaytredae1406منذ 3 سنوات Merehaba futuwati deki ereyi aidimeni tsianani yohabikumi shkurinatati deki ereyi ⭐⭐⭐⭐⭐⭐⭐⭐⭐⭐⭐⭐⭐
  • @
    @ibrahimahmedin1451منذ 3 سنوات Xbekti serah gin please mara classical tabzho lkom 1
  • @
    @awetnihafash8242منذ 3 سنوات Deki erey Shikorinatat Ezom himak commet tixihfu tegaru eyom keytgdeslom deki erey nkidimit tray
  • @
    @yonasbereketab1925منذ 3 سنوات Yhxerkuma deqi abeyti nay lomi welhanti fre aynbran 3
  • @
    @amanseid9907منذ 3 سنوات wellcome Adeqi Erey Ana s wedi klte wedeb
  • @
    @luwameseyas1119منذ 3 سنوات Kemzia meslchew filim reye ayfeltenn bezey welhade beka megedi megedii tewedia 4
  • @
    @tsiontesfay3632منذ 3 سنوات አሽምባይ ህይወት ወዲ-ሰብ ህይወት እንስሳ እውን ሱቅ ኢሉ አይጠፍእን አብ ኤርትራ ኢላ ዕርፍ አብየት ጉድ እውይ እዩ ዘብል እኮ እቲ ዘረባ 10
  • @
    @heaventeklu304منذ 3 سنوات Btaemi aselchawit film godena asmara dyom kelaluna hasibom wala entay lewti zeybla
  • @
    @dolshighebrenesus8599منذ 3 سنوات Geskum trhak nay sebat semet zeiredeiom abeyla milenu tseney kenikas blashhhhh
  • @
    @helu00kمنذ 3 سنوات ሩፍታ ቲቪ ቅድሚህጅስ ውርዝው ዝበልኩም ኔርኩም መስለኒ ሎሚሞ እዛ ፊልም ሙዚቃ ቀቲልኩምና ፀላኢና የእዊ አውያትድአ ይስማእ ድዩ ንተመልከትካ እዚ ከይአክልከ ነዛጏልከአ ጎደና ጎደና እንዳከደት ተርእዩና ብሃፂሩስ ቤት ስእሊ ምባል ምሃሸ አዝዩ እንዳብዛህኩሞ እዚአስ ፊልም አይትበሃልንያ
  • @
    @terewmen2117منذ 3 سنوات Eritrea da antay hgi alewa wedey tegagiki kem adne keman bado yelon ahi zey rdakum zyu delos wela bgrhnetkum ikum zelekum sgsb hgi hzbna 1
  • @
    @jerusalemfessehaye8890منذ 3 سنوات ከም ዝመስለኒ አነ እዚ ደራሲ ናይዛ ፊልም እዚ በብግዚኡ ካብ ተዓዘብቲ ዝመጾ ርኢቶ ኣየንብቦን ኣሎ ። ብዝኾነ ተዋሳእቲ ንፋዓት ፥ ድርሰት ግን ኣይግድን። 4
  • @
    @rarafish8867منذ 3 سنوات Eza film aselchawit tikewun ala music endanewuha ab hade mengedi bizuh newih gize bizey hade qimuneger 1