المدة الزمنية 5:19

Maico Records - Mehari Simret - Omega ኦሜጋ - New Eritrean Song 2020 | Official Video |

بواسطة Maico Records
11 748 مشاهدة
0
389
تم نشره في 2020/01/23

Subscribe: https://bit.ly/2IAHlVV ክቡራትን ክቡራንን ተኸታተልቲ ማይኮ ረከርድስ ከምቲ ወትሩ እንሕብሮ ሓደ ካብቲ ቐንዲ ዕላማ ናይዛ መርበብና ንጀመርቲን ጀሚሮም ገና ስም ዘየጥረዩን ንኣስመራ ሓዊስካ ኣብ ኩለን ዞባታት ሃገርና ዝርከቡ ድምጻዊያን ምትብባዕን ምትሕብባርን እዩ። በቲ ኹሉ ጊዜ እትህብዎም ደገፍ ድማ ብዙሕ ከምዝሕጎሱ እዮም ዝገልጹልና። እሞ ሃየ ምትብባዕኩም ቐጻሊ ይኹን እንዳበልና ንሎሚ ድምጻዊ መሓሪ ስምረት ሒዝናልኩም መጺና ኣለና። ከምቲ ወትሩ ንስነጥበባዊያንና ንምትብባዕ እንገብሮ ንድምጻዊ መሓሪ ስምረት'ዉን Subscribe Share Comment Like ኣሕፍስ ኣቢልና ንሃቦ። * The only Eritrean YouTube Channel that truly represent Eritrea and Eritreanisim The only YouTube channel that fully supports Eritrean artists * The only YouTube channel that promotes Eritrean culture Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

الفئة

عرض المزيد

تعليقات - 42