المدة الزمنية 7:5

Egziabher Brhaneyu (ብርሃነዩ) : Orthodox Tewahdo Mezmur 2021

14 583 مشاهدة
7
470
تم نشره في 2021/09/11

#Debeseymezmur #EritreaorthodoxTewahdo #EthiopiaOrthodoxMezmur Subscribe /watch/oW7EEsd7oqC7E Zemari Yohanes Selomon Zemari Bereket Tikue Zemarit Mari Alem Zemarit Hermela Yehisho Zemari Filmon Yebyo © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብ'ዚ ዳውንሎድ ምግባር ንዘመሪቲ ብዙሕ ጉድኣት ሰለ ዘለዎ ዳዉንሎድ ምግባርን ብኢድ ወንካ ምዝርጋሕ ክልኩል እዩ ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምስዳድ ክትሕግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ። Eritrea orthodox, Ethiopian orthodox,Tigrinya mezmur, #Amharic Mezmur, Addis Ababa,Teahdo mezmur, Debesey Mezmur,tewahido,ethiopian news,seifu on ebs,ethiopian orthodox church,ethiopian orthodox tewahedo,orthodox sibket,daniel kibret,begena mezmur,ethiopian orthodox sibket,ethiopian orthodox mezmur new,eritrean music,Eritrea orthodox tewahdo,amharic mezmur,eritrea orthodox tewahdo,bereket tikue,keyari tarikey,bereket tikue mezmur #tewahido church #tigray #zemari bereket tikue #eritrean mezmur 2021 #new tigrinya mezmur Eritrea orthodox tewahdo eritrean music ethiopian orthodox mezmur mariam ethiopian orthodox mezmur new ethiopian orthodox mezmur ethiopian orthodox sibket begena mezmur daniel kibret orthodox sibket ethiopian orthodox tewahido ethiopian orthodox tewahedo tewahido church ethiopian orthodox church seifu on ebs ethiopian news orthodox tewahido Debesey Mezmur Teahdo mezmur Addis Ababa Amharic Mezmur Tigrinya mezmur Ethiopian orthodox Eritrea orthodox eritrean music Eritrea orthodox tewahdo ethiopian orthodox sibket begena mezmur daniel kibret orthodox sibket #ethiopian orthodox tewahedo ethiopian orthodox church seifu on ebs ethiopian news #orthodox tewahido Addis Ababa Amharic Mezmur Tigrinya mezmur #Ethiopian orthodox #Eritrea orthodox Hidmona new eritrean movie 2020 #Debesey Mezmur ethiopian orthodox mezmur mariam ethiopian orthodox mezmur Teahdo mezmur nihemia music eritrea eritrea music comedy of eritrea eritrea comedy hidmona comedy warwarta eritrean film eritrean movie 2020 eritrean music 2020 eritrean comedy eritrean movie eritrean film 2020 best eritrean film 2020 New eritrean comedy 2020 hdmona tv habesha comedy habesha music HDMONA NEBARIT Mahlet Eritrean ethiopian orthodox mezmur new Bereket eritrea orthodox tewahdo ethiopian orthodox tewahido #tewahido church amharic mezmur Shegye Shegitu best music New Eritrean Music 2020 Ethiopia music Rora New ethiopian tigrigna admas Amharic Tigray ATA Eritrea orthodox tewahdo/eritrean music/ethiopian orthodox mezmur mariam/ethiopian orthodox mezmur new/ethiopian orthodox mezmur/ethiopian orthodox sibket/begena mezmur/daniel kibret/orthodox sibket/ethiopian orthodox tebahilna

الفئة

عرض المزيد

تعليقات - 77
  • @
    @ykaalotesfay5613منذ 3 سنوات ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ።
    ሚዛን ኣልቦ እዩ እቲ ርህራሄኡ
    ኪኖ ቃላት እዮም ተግባራት ኣእዳዉ

    ጥዑም መዝሙር
    3
  • @
    @user-nv8vf3vg8dمنذ 2 سنوات ኣሜን(3) ዝማረ መላእክት የስምዓልና እግዝኣብሄር ብርሃነይ
  • @
    @musseteklit2860منذ 2 سنوات ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግአ የብዝሕ ሓዉና ።
  • @
    @tttt5980منذ 3 سنوات ኣሜን ኣሜን ኣሜን,ወዕለቱ ተዛሪብካ ዘይወዳአ, እል ልል ልልልል
  • @
    @user-oi5lz3eb6dمنذ 3 سنوات Amen zmare melakt yesmelan .baman Egziabher brhana EU .
  • @
    @user-mf8mn4vg8bمنذ 3 سنوات ዕልልል ዕልልል ዕልልልእግዚኣብሔር ብርሃና እዩ
    ጥዑም መዝሙር ፡ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ።
  • @
    @user-mj7pu2qy1wمنذ 3 سنوات አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላኽ
  • @
    @rutatesfay9989منذ 3 سنوات ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ክቡር ሓወይ እግዚኣብሄር ጽጉኡ የብዝሓልካ
  • @
    @nahomfkadu4499منذ 3 سنوات ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
    መሳጥን ህድኡን መዝሙር
    ጥበብኩም❤የዳብሮ
  • @
    @yohanadawit756منذ 2 سنوات Zemrae melekti yesmalna xega yebzh mem joni
  • @
    @lulatesfu2366منذ 3 سنوات አሜን አሜን አሜን ጥዑም መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስምዐና ተበራክ ሐወይ❤️
  • @
    @teklefeven2394منذ 2 سنوات nay agelglot zemenka ybarek joni hawey
  • @
    @hagosatesfamariam5061منذ 3 سنوات አሜን አሜን አሜን እልልልልልልልልልል እግዚአብሔር ይባርኽኩም ኩቡራት የሕዋት ✝️ ዕድመ ጥዕና ይሐብኩም ✝️♥️
  • @
    @user-bt1ct8rj2lمنذ 3 سنوات ቋንቋ'ውን ባልችልም፡ዜማ ምርጥ ዜማ ነው
    ተባርክ የተረጋጋ መዝሙር ነው።
  • @
    @user-rd5go3em2tمنذ 3 سنوات እልልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልል
  • @
    @edenarefayne8854منذ 3 سنوات Asey betami des zabil mezmur egzabher amlak nay zeman agolguletika ybarkelka hawena
  • @
    @abrahazedengl9502منذ 3 سنوات ዕልልልልል
    ዕልልልልልልል
    ዕልልልልልልልል
    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ተባርኽ
  • @
    @mariameymezmurey3414منذ 3 سنوات Ellll Elllll zmarie melaekt yesemalna
    ጥዑም ዝማሬ
  • @
    @sabagebreyonas1825منذ 3 سنوات Aman zemar mlakt yesmaln leby ztnkf zemar God's bless you
  • @
    @lemlemtekle3236منذ 3 سنوات amen zmare melaekti yesmealna nay agelglot zemenka ybark fetari kulu alem hawna
  • @
    @selamkiflemariam758منذ 3 سنوات Zmare melaektie yesmalna Joni hawey tuum mezmur
  • @
    @rozalemshow7734منذ 3 سنوات Amen zmare melaekti yesmalna joni hawey GOD bless you more our beloved brother
  • @
    @keshiabraham2844منذ 3 سنوات Amen zmare melaekt Yesmealna Aexmti zetll Mezmur ajokum berteu ezom dekey
  • @
    @millionghm5358منذ 3 سنوات Amen ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ ይግበረልና 2014 amen ♥ ‍♀️❤
  • @
    @davoaman5402منذ 3 سنوات Kale hiwet Johnny ! Egziabher yefetsimka wendme!!!
  • @
    @awetmebrahtom2727منذ 3 سنوات Aziyu grum Zmare Joni hawey. Kulu mulue ( gtmi, zema, azemamra) amlak tsegiu yebzhalka.
  • @
    @user-zx6wn1rr4zمنذ 3 سنوات Zmare melaekt yesenalna Hizkayom tmexee mezmurat kulom mkuratn teumatn eyom .zemenka ybarke.
  • @
    @mibrakkahsay2508منذ 3 سنوات Joni hawey zemare melikity yesmalna GBU
  • @
    @ermiasthesome6634منذ 3 سنوات ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዘማሪ ዪሓንስ ሰሎሞን
    ገና ካባኻ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ከይሰልከኻ ጥራይ ኣገልግል
  • @
    @evenezer9210منذ 3 سنوات Amen
    ❤ Amen
    Amen ❤
    ❤Zmare melaekt yesemalna❤
  • @
    @ykaalotesfay5613منذ 3 سنوات ⛪ብሕብረት ነምልኾ ንዓዓና ክሕሸና ⛪
    ንሱ እዩ ዕጫና ርስቱ ዘውርሰና
  • @
    @amineyohannes4362منذ 3 سنوات ኣሜን /3/ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
    ስለስለ ሰራዊቱ ዘይታኸስ
    ንጉሥ ብርትዓ ዝህቦም ንሓይሎም ዘሕድስ
    ብጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር
  • @
    @ruftalbi4454منذ 3 سنوات ንዑየ ዝኣምን ንዑየ ዘምልኾ ፡ድንቕ መዝሙር ።ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክቡር ሓው ንይ ኣጎልጉለትካ ዘመን ይባርኽን ይቐድስን ።
  • @
    @akaleweled4429منذ 3 سنوات "ጸጋኡ ዘይውዳእ ሰማየ ሰማያት
    ፍቕሩ ጥልቂ እዩ ማዕሙቕ ውቅያኖሳት
    ስለ ሰራዊቱ ዘይታኸስ ንጉሥ
    ብርትዐ ዝህቦም ንሓይሎም ዘሕድስ
    ክብሪ ንኣምላኽ
    ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ተብረኽ ዘመን ኣጎልጉሎትካ ይባረኽ ።
  • @
    @user-xh1sx1uk3xمنذ 3 سنوات Zmare melaekt yesemaln Aexmti zetll Mezmur "ካብዘይ ምንባር ንሱ ዘምጽኣኒ " መን እሞ የስተውዕለሉ ኢልካዮ፡ ካብ ኢምንቲኒ ካብ ሓመድ ፈጢሩ ንዕኡ ክንመስል ዝገበረ ርህሩህ ኣምላኽ ክብርን ምስጋናን ይኮኖ ።ኣሜን
  • @
    @user-zx6wn1rr4zمنذ 3 سنوات እዛ መዝሙር ክትጥዕም ልብኻ ተረስርስ
    "ንጸልማት መንገድና ዘብርሆ ንሱ እዩ ።
    ኣሜን መመሊሹ ኣምላኽ ይባርኻ ክቡር ሓወይ።
    ርሑስ በዓል
  • @
    @teamehaile7662منذ 3 سنوات መምህር የውሃንስ ህድእ ዝበለ ኣዕጽምቲ ዘጥልል መዝሙር ኣስሚዒካና። እትሰርሖም ኩሉ ስረሓት እግዚኣብሔር ይባርከልካ፡ኣንሕና ድማ ካብ ስጋዊ ስረሓት ተኣሊና ነዚ ጥራይ ክንሰምዕ ፈጣሪ ይፍቀደልና። 1
  • @
    @user-ug7co6jh3mمنذ 3 سنوات ኣቲ ጸላኢየይ፣ እንተ ወደቕኩ ኽትንስእ እየ፣ ኣብ ጸልማት እንተ ተቐመጥኩውን፣ እግዚኣብሄር ብርሃነይ እዩ እሞ፣ ብኣይ ኣይትትሓጎስ።( ሚል 7፥8)
    መጽሓፍ ቅዱሳዊ ሓዘል መዝሙር ።
  • @
    @user-oi5lz3eb6dمنذ 3 سنوات Zmarie melaekt yesemalna zemari yohannes Solomon Mezmuratka kulatena azyen mesti eyen dogman qononan bietekrstian zhalewe mezmur EU zeleka
    Slezi id="hidden3" class="buttons"> azika ktbrtee aleka.zmare melaet yesmealena kale beyen address knrekba nkel adrashaka gdefelna kbur hawna.
    ....وسعت
  • @
    @user-uy5qo9mj4gمنذ 3 سنوات እ/ሔር ብርሃነ'ዩ ንሕይወተይ መርሆ
    ንጸልማት መንገደይ ንሱ እዩ ዘብርሆ
    ንዑየ ዝኣምን ንዕኡእየ ዘምልኾ
    መሳጢት መዝሙር ዝማሬ
    መላእክት የስምዓልና❤
  • @
    @user-eq5sh2rq5qمنذ 3 سنوات እግዚኣብሔር ብርሃነይ'ዩ ንሕይወተይ መርሆ
    ንጸልማት መንገደይ ንሱ'ዩ ዘብርሆ
    ንዑ'የ ዝኣምን ንዑ'የ ዘመልኾ
    ካብዘይ ምንባር ንሱ ዘምጽኣኒ
    ሓመድ ነይረ ሕይወት ዝሃበኒ
    መን ኣሎኒ ድዩ ብዘይካ ምሕረቱ
    ለዋህ'ዩ ኣቦይ ኣውፊሩ ዘእቱ
    ብሰላም እግምሰስ ኣብኡ ተስፋ ጌረ
    መሊሸ ይነቅሕ ጸላም ተሳጊረ
    ፍሉይ እዩ ኣምላኸይ መዘና ዘይብሉ
    ዕልል ዕልል በሉ ፍጥረት ዘምርሉ
    ጸጋኡ ዘይውዳእ ሰማየ ሰማያት
    ፍቕሩ ጥልቂ'ዩ ማዕሙቕ ውቅያኖሳት
    ስለ ሰራዊቱ ዘይተኻስ ንጉሥ
    ብርትዓ ዝህቦም ንሓይሎም ዘሕድስ
    ሚዛን ኣልቦ እዩ እቲ ርህራሄኡ
    ኪኖ ቃላት እዮም ተግባራት እእዳዉ
    ብሕብረት ነምልኮ ንዓና ክሕሸና
    ንሱ'ዩ ዕጫና ርስቱ ዘውርሰና
    .
    ...وسعت
    2
  • @
    @user-cg3vw4gf2iمنذ 3 سنوات ‍♀️‍♀️ ስለቲ ዘይንገርውህበቱ ንኣምላኽና ስብሓት ይኹኖ‍♀️ንምስምዑ ኣዝዩ ባህ ዝብል መዝሙር ❣️ኣብዛ ቻነል ካብ ዝተዘርግሓ መዝሙራትካ፡ናይ ኣደይ ማርያን የብልካን እሞ፡ ኣብ ቐጻሊ ናይ ኣደይማርያም ሒዝካልና ክትመጽእ ተስፋ ንግበር ።ኣምላኽ ይባርኽኻ ብሩክ።ዝማሬ መላእክት የስምዓልና።
    ⛪⛪
  • @
    @teweldebrhanzeray2989منذ 3 سنوات ዳዊት 27 (Psalms)
    1፤ እግዚኣብሄር ብርሃነይን ምድሓነይን እዩ፣ ካብ መን ደኣ እየ ዝፈርህ፧ እግዚኣብሄር ሓይሊ ህይወተይ እዩ፣ ካብ መንከ እየ ዝስምብድ፧ ዳዊት 16 (Psalms)
    1፤ ዎ ኣምላኽ፣ ብኣኻ እውከል ኣሎኹ እሞ፣ ሓልወኒ።
    2፤ ንእግዚኣብሄር፣ ንስኻ ጐይታይ ኢኻ፣ ብዘይ ንስኻስ ሰናይ የብለይን፣ ኢለዮ።
    3፤ ኣብ ምድሪ ዘለዉ ቅዱሳን፣ ንሳቶም ክቡራን እዮም፣ ባህገይ ኵሉ ኣባታቶም እዩ ዘሎ፣ በልኩ።
    4፤ ጻዕሪ እቶም ናብ ካልኦት ዚጐዩ ኺበዝሕ እዩ። ናይ ደም መስዋእቲ መስቲኦም ኣይክስውእን፣ ንስሞም ከኣ ብኸናፍረይ ኣይከውስእን እየ።
    5፤ እግዚኣብሄርሲ ኽፍሊ ርስተይን ጽዋኤይን እዩ፣ ነቲ ብዕጻ ዝበጽሓኒ እተጽንዖ ንስኻ ኢኻ።
    6፤ ኣብ ባህ ዜብል ቦታ ዕጻ በጺሑኒ፣ ኤረ ጽቡቕ ርስቲ መጺኡኒ።
    7፤ ነቲ ዚምዕደኒ እግዚኣብሄር እባርኾ አሎኹ፣ ብለይቲ እኳ ኰላሊተይ ይምህራኒ እየን።
    8፤ ንእግዚኣብሄር ኵሉ ጊዜ ኣብ ቅድመይ ገይረዮ፣ ብየማነይ ስለ ዝዀነ፣ ኣይክናወጽን እየ።
    9-10፤ ንነፍሰይ ኣብ ሲኦል ኣይትሐድጋን፣ ቅዱስካውን ጥፍኣት ኪርኢ ኣይትፈቅድን ኢኻ እሞ፣ ስለዚ ልበይ ይሕጐስ፣ ክብረይ እልል ይብል፣ ስጋይውን ኣብ ጽኑዕ ኪሐድር እዩ።
    11፤ ንመገዲ ህይወት ትሕብረኒ፣ ኣብ ቅድሚ ገጽካ ናይ ሓጐስ ጽጋብ፣ ኣብ የማናይካውን ንዘለአለም ብጽእና ኣሎ።
    .
    ...وسعت
  • @
    @ruftalbi4454منذ 3 سنوات መን ኣሎኒ ድዩ ብዘይካ ምሕረቱ
    ለዋህ እዩ ኣቦይ ኣውፊሩ ዘእቱ